History

ጥበብ ብንብዓት

1977ዓም ንህዝቢ ትግራይን ንህወሓትን ፈታኒ ዝነበረ ክፉእ ዘመን ኢዩ ¨ዋይ ዛዘመን እዚኣየ ሓሊፋ ተትርኢስ መሐሸኒ ድኣየ¨ ተባሂሉ ብዜማ ዝተገለፀሉ ወራር…

ኣባይ ፀሃየን ግደይ ዘርኣፅዮንን ብ1979 ዝመላለስዎ ዝነበሩ ደብደበታት

ምስ ምስረታ ማለሊት ተተሓሒዙ ኣብ ውሽጢ መሪሕነት ውድብ ህወሓት ብዝተፈጠረ ኣፈላላይ ካብቲ ውድብ ወፂኡ ናይ ባዕሉ ውድብ ክምስርት ተፈቂድሉ ዝነበረ…

Audio| ምሁራን ታሪክ ካብ ዩኒቨረስቲ መቀለ ኣብ ሩባ ኣባይ

ምሁራን ታሪክ ካብ ዩኒቨረስቲ መቀለ ኣብ ሩባ ኣባይ ********* https://www.youtube.com/watch?v=20g6WmbGbfo ********* ካብ ራዲዮ ድምጺ ወያነ – ፍሉይ መሰናድኦ ሳልሳይ ዓመት…

ፕ/ት ኣልበሽር ናይ ኣመራርሓ ኢህወደግ መጓዓዝያ ዝነበረት ነፋሪት ንሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ አረኪቦም

ቅድሚ 23 ዓመታት ላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓት ኢህወደግ ሒዛ ትጓዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ሱዳን ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ኣትያ፡፡ እቲ ስነ-ስርዓት ርክክብ ብፕሬዝዳንት…

11 ለካቲት መንፀፍ መንነትን መቐይሮ ታሪኽን ህዝቢ ትግራይ

(መሓሪ ዩሓንስ ) ዓሰርተ ሓደ ለካቲት ካብቲ ናይ 17 ዓመት መሪርን ፈታን ቃልሲ ዝዘለለ ትርጉም ኣለዋ፡፡ እዚ ዝኸውን ድማ ሕሉፍ…

ሕቶ ብሄር(ተኝነት) ኣብ ዘበናዊት ኢትዮጵያ – ግደ ተጋሩ ኣብ ምምላስ እቲ ሕቶ

መንግትነትን ሕገ መንግስትን ኣብ ኢትዮጵያ ሕቶ ብሄር(ተኝነት)ን …… ምላሹን ኣብ ዘበናዊት ኢትዮጵያ (ግደ ተጋሩ ኣብ ምምላስ እቲ ሕቶ) (ብጌታቸው አረጋዊ)…

ዶ/ር ገላውዲዎስ:- ታሪክ ኢትዮጵያ 5000 ዐመት ዝሽፍን እዩ

* "[ኢትዮጵያ ናይ ሓደ ክፍለዘበን ታሪክ እዩ ዘለዋ ንዝብሉ ሰባት]...ብሓፂሩ ካብ ታሪክ ተመሃሩ በይዛኹም እየ ዝብሎም። እዚ ናይ ሓደ ሚኢቲ…

“ሃፀይ ቴድሮስ ትግራዋይ እዩ” – ኣታኽልቲ ሓጎስ

Highlights: * ግራኝ ኣሕመድ ምስተልዓሉ ተጋሩ ኸይዶም ኣብ ሽምብራ ቆሬ ብምስዓሮም ናይ ግራኝ ሓይሊ ንኢትዮዽያ ክሕዛ ክኢሉ። ጣልያን ንካልኣይ ግዘ…

This website uses cookies.