featured

ህወሓት ከም ሕብሽቲ ብላዕልን ብታሕትን ብሓዊ ተኸቢቡ

(ጋረድ ይነበብ) ህወሓት ኣብ ታሪtኹ ቡዙሓትን ብዓይነቶምን ዝተፈላለዩን ፈተንቲ መድረኻት በዲሁ ዝሓለፈ እኳ እንተኾነ ሕዚ ገጢምዎ ዝንሄ በዳሂ ኩነታት ግና…

ወጮ ተገልበጥካዮ ወጮ እዩ

(ጋረድ ይነበብ) ኣብ ወረዳ ኣሕፎሮም ዝነበረ ዋና ኣመሓዳሪ ናብ ዓድዋ ክምደብ ብምግባር ፣ካብ መቐለ ንኣኹሱም ክሽየም ብምግባር፣ከንቲባ ዓድዋ ዝነበረ ኣብ…

መሪሕነት ኣብይ ኣሕመድ: ንትግራይ ጸጋ’ዶስ ፈተና?

(BBC Tigrigna) ቀዳማይ ሚኒስትር ነበር ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ ቅድሚ ሓደ ወርሒ ካብ ስልጣኑ ብገዛእ ፍቓዱ ከምዝወርድ ምስገለጸ ብዙሓት ሰባት ኣስደሚሙ…

ብስራት ምስረታ ሰብ ሕድሪ ሲቪል ማሕበረሰብ ትግራይ

ዝኸበርካ ወያናይ ህዝቢ ትግራይ፤ መሪር መስዋእቲ ከፊልካ፣ ንስርዓት ደርጊ ደምሲስካ፣ ብማዕርነት ዝኣምን ሕብረብሄራዊ ፌዴራላዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ክረጋገጽ፤ ሰዓራይ እናሃለኻ -…

መሪሕነት ህወሓትን ኮንፊሼየሲዝምን

ኮንፊሼየሲዝም ብሓፂሩ ንምግላፅ ኣብ 550 - 479 BC (ዓ/ዓ) ኣብ ሃገረ ቻይና ዝነብረ ኮንፊሼየስ ዝተብሃለ መምህር ዝመሃዞን ዝኽተሎን ዘስርፆ ፍልስፍና…

ፍልጠት ዝሰፍር ‘ነቢይ’! – ተጋዳላይ ተኽለብርሃን (ዶ/ር)

(ተጋዳላይ ተኽለብርሃን (ዶ/ር) አብ ሕታም መበል 44 ሕታም ወራይና አብ እትበሃል መጽሄት ትግርኛ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር እታ መጽሄት ጌታቸው አረጋዊ…

ጋዜጣዊ መግለጺ ደብረጺዮን ገ/ሚካኤል – ኣቦ መንበር ህወሓት[audio]

ጋዜጣዊ መግለጺ ኣቦ መንበር ህወሓት ደብረጺዮን ገ/ሚካኤል ዝሓቡዎ ጋዜጣዊ መግለጺ። https://youtu.be/cIV1ncF-3ZQ *******

“ጥቕምን መፃኢ ዕድልን ህዝቢ ትግራይ ኣብዛ ሕዚ ትፍጠር ዘላ ኢትዮጵያ እያ ትምስረት” ሜ/ጀነራል ተኽለብርሃን ወ/ኣረጋይ (ዶ/ር)

ሜ/ጀነራል ተኽለብርሃን  ወ/ኣረጋይ (ዶ/ር) ናይ ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት ኤጀንሲ (ኢመደኤ ወይ ኢንሳ እንብሎ) ዋና ዳይሬክተር እዩ። ሜ/ጀነራል ተኽለብርሃን ነባር ተጋዳላይ፣…

መንነት መሰረት ዝገበሩ መጥቓዕታት ኣብ ክልል ኦሮሚያ

(ገብረ ገብረመድህን - VOA Tigrigna) ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ የጋጥሙ ዘለው ናይ ፀጥታ ፀገማት ንፁሃት ዜጋታት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ከምኡ እውን…

ተኽለወይኒ ኣሰፋ ይቕሬታ ዝሓተተሉ መግለፂ

ከመይ ውዒልኩም፡፡ ኣነ ሎሚ በቲ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ጋዜጣዊ መግለፂ እየ ክህብ። ኣብ ዝሓለፉ ምንቅስቓሳት ኣብ ዕብየት ስፖርት ትግራይ፣ ኣብ…

This website uses cookies.