Ethiopia

ልዕልና ሕጊ ምርግጋፅን ተሓታትነት ምህላውን … ?

ምዕራባዊያን እቲ ሀዚ ዘለዎም ስርዓት ንምህናፅ ዝበቕዑሉ ቐንዲ ምክንያት ዝጸሓፍዎ ሕጊን ስርዓትን ናብ ግብሪ ስለዝተርጎሙ ጥራይ እዩ። እዚ ማለት ካብ…

ናይ ወፃኢ መዋፈርቲ ሃፍቲን ኣሰራርሓን ዘሎ ክፍተት:- ሓፂር ትዕዝብቲ

ናይ ወፃኢ ኢንቬስተራት ብForeign Direct Investment (FDI) ሽም ኣብ ሓደ ሃገር ይኣትዉ´ሞ ሃፍቶም ዘዋፍርሉ ቦታ መንግስቲ ክህቦም እንተሎ ኣፍቲ ኸባቢ…

ሕቶ ወልቃይት| ቆርበት ብርሑሱ..!

ኣሃዱ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ትግራይ ዝምልከት ብዙሕ ዛዕባታት ኣልዒልና ብዘይ ምንም ስኽፍታ ዘቲና ኢና። ገለ ጉዳያት፣ ብፍላይ ኣብ ሞንጎ ውድባት…

ኣብ 40ታት፡ ኤርትራ ንምንታይ ናጽነት ዘይተዋህባ?

(Yoel Alem) ምስዚ ሕቶ ተተሓሒዞም ዝቀርቡ ክልተ ሓሳባት ኣለው፦ (1) "ኤርትራ፡ ከም ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ናጽነታ ክወሃባ እንዳ ተገብአ፡ ሕቡራት…

ቀረመት ታሪክ ይትረፍ – ታሪክ ትግራይ ይተኣቀብ

ናብ፡- ትብፃሕ ንኹሉኹም ኣመራርሓን ተጋደልተን ህወሓት (ኣብ ውሽጢ ውድብ ንዘለኹምን ብዝተፈላለየ ምኽንያት ካብ ውድብ ንዝተፈለኹምን) ዋኒኑ፡ ብዛዕባ ምዕቃብ ታሪኽ ገድሊ…

ኣባይ ወልዱን ግዳያት እቲ ድርቅን

(ብናትና ኣዛሂል - መቐለ) “ነቲ ተፈጢሩ ዘሎ ድርቂ ንምፅዋር ዋላ ካብ በጀት ልምዓት መንግስቲ ነኪዩ ክጥቀም እዩ።” ር/ም|ም ኣባይ ወልዱ…

ህወሓት ናይ ውሑዳት ድሌት ዝዝውራ ውድብ ኣይትኸውንን

(ካብ ተጋዳላይ ካሕሳይ ቃሉ) 1/ መእተዊ ካብ ታሪኽን ካብ ነዊሕ ናይ ቃልሲ ተሞክሮን ከምንዕዘቦ ህዝቢ ትግራይ ካብ ነዊሕ እዋን ጀሚሩ…

ጉዳይ ኤርትራ ንኢትዮጵያውያን የገድሰና እዩ!

ተደጋጋሚ ነዚ ጉዳይ ከብርህ ፈቲነ እየ፡፡ ኮይኑ ግን ቡዙሓት ንምንታይ ትግደሰሉ ናይ ደገ ጉዳይ እንድዩ ኣብ ውሽጢ ዘይተተኩር ክብሉ ይምሕፀኑ፡፡…

ስርሒት ዴምህት፡ ሞላ ኣስጎዶም ሃዲሙ ድዩ?

(Yoel Alem) ጽልኢ ቀንዲ መለለዩ ሻዕብያዊ ኣተሓሳስባ እዩ። ጽልኢ ምስ ዝሰፍን፡ ስነሓሳብ ሻዕብያ ይስስንን። ኣብ ሃዋሁ ሰላምን ሕውነትን ድማ፡ ፓለቲካዊ…

ናይ ኣመራርሓ ምትኽኻእ መስርሕ ውድብና ህወሓትን ዝሓለፈ ጉባኤናን

* ኣብ ከይዲ ናይ 40-50 ዓመት ጉዕዞ ህዳሴና ዝቕየርን ዘይቕየርን ጉዳይ እንታይ እዩ? * ዝለዓለ ድምፂ ጉባኤተኛ ዝረኸበ ኣባል ማእከላይ…

This website uses cookies.