Articles

ኣመተ ሚኢቲ ዓመት

(ብዶ/ር ክንፈ አብርሃ) ሃገርና ኢትዮጵያ ኣብ’ቱ ንልዕሊ ሓደ ሽሕ ዓማዉቲ ዝዘለቐ ስልጣነ ኣኽሱም ኣብ ዓለምና ናይ መሪሕነት ቦታ ሒዛ ምንባራ…

ዝተሓላለኸ ቅልውላው ቀርኒ ኣፍሪካ ክሳብ መዓስ?

መእተዊ ኣዝዩ መፀገምን ዝተሓላለኸን ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪካ ካብ ውሽጥን ደገን ብዝመፁ መበገስታት ንኣስታት 150 ዓመታት እናተሓመሰ ቀፂሉ እዩ። ብፍላይ ኣብቶም…

መማኸሪ መለስን ራእሲ መኮንንን

ብክብሮም ኣብርሃ (ሳብያን) • ዓሚ ኣብ ቁልቢ ገብርኤል ዝተፋለጥኽዎ ሰብኣይ ከምዚ በለኒ: “ንመለስ ኣባይ ንኽግደብ ዘማኸርክዎ ኣነ እየ....” • ብዛዕባ…

11 ለካቲት መንፀፍ መንነትን መቐይሮ ታሪኽን ህዝቢ ትግራይ

(መሓሪ ዩሓንስ ) ዓሰርተ ሓደ ለካቲት ካብቲ ናይ 17 ዓመት መሪርን ፈታን ቃልሲ ዝዘለለ ትርጉም ኣለዋ፡፡ እዚ ዝኸውን ድማ ሕሉፍ…

ከም ተጋሩ ትኽክለኛ መንነትናን ተግባርናን – ኣብ ብዘይሰኸፈት እንተቕረብና ኸ?

(ብጌታቸው አረጋዊ) ኣረጋዊ ዝተበሃለ ባህላዊ ጭራ ዝደርፍ እዩ(ኣብ ኣኽሱም)። ኣብቲ ደርፉ ካብ ዘሎ ግጥሚ… …….እዞም ተጋሩ ናይ ታሪክ ሓወልቶም፣ ኣክሱም…

ኣኸይባ…..ኣኸይባ…….ኣኸይባ እየ

(ብየማነ ገብረመስቀል - ደራሲ) መቸስ ትምቢተ መፅሓፍ ግዲ በፂሑስ መከራን ኣኼባን እናበዝሑ ይኸዱ ኣለዉ፡፡ ምድምማፅን ምክብባርን ተሳኢኑና ከምዓፅሚ ዝሓዙ ኣኽላባት ባዕልንባዕልና…

ሕቶ ብሄር(ተኝነት) ኣብ ዘበናዊት ኢትዮጵያ – ግደ ተጋሩ ኣብ ምምላስ እቲ ሕቶ

መንግትነትን ሕገ መንግስትን ኣብ ኢትዮጵያ ሕቶ ብሄር(ተኝነት)ን …… ምላሹን ኣብ ዘበናዊት ኢትዮጵያ (ግደ ተጋሩ ኣብ ምምላስ እቲ ሕቶ) (ብጌታቸው አረጋዊ)…

ዶ/ር ገላውዲዎስ:- ታሪክ ኢትዮጵያ 5000 ዐመት ዝሽፍን እዩ

* "[ኢትዮጵያ ናይ ሓደ ክፍለዘበን ታሪክ እዩ ዘለዋ ንዝብሉ ሰባት]...ብሓፂሩ ካብ ታሪክ ተመሃሩ በይዛኹም እየ ዝብሎም። እዚ ናይ ሓደ ሚኢቲ…

ኢትዮጵያዊ ዝበሃል መንነት የለን።

(Yemane Nagish) ሆኒ...ኢትዮጵያዊ ዝበሃል መንነት የለን። ኣይክህሉን ´ውን፥ ኢትዮጵያዊነት ዜግነት እዩ። እንተሃለየ ´ውን ናይ ሕሸት እዩ። ሽፋን ጥራሕ እዩ። ከመይ?…

“ናይ ህወሓት ትንሳኤ ናይግድን እዩ” – አቦይ ስብሓት ነጋ

Highlights:- * ኣካል ናይ’ዚ ሽግር ዝነበረ ኣካል ፍታሕ ከምዘይኸውን ዓለማዊ ሓቂ እዩ፡፡ ስለዚ ዝነኽኡን ዝተነኽኡን ናብ ከባቢ ምፅራይ ምስታፍስ ይትረፍ…

This website uses cookies.