ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት)

መስፍን ኢንዳስትሪያል መገጣጠሚ ሓደሽቲ ሞዴል ትራክትራት ኣመሪቑ

ኩባንያ መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ መገጣጠሚ ሓደሽቲ ሞዴል ትራክትራት ኣመሪቑ። 110፣ 60፣ 50፣ 20 ጉልበት ፈረስ ዘለወን ትራክተራት ምስ ሙሉእ መሳርሕታት…

ዓብላልነት ተጋሩ ነጊሱ ዶ ተፋሒሱ?

(ጎይቶም ተፈሪ) ንልዕሊ ዓሰርተ ዓመታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ምፅነሐይ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተለዓለ ዓመፅ ዓብላልነት ተጋሩ ዝብል ሕቶ…

ካብ ተሃድሶ ቦናፓርቲዝም ናብ ተሃደሶ ፀቢብነት፤ ወድዓውነት ዶ ወይስ መኣዝን ምስሓት?

1/ መእተዊ ውድባት ብፍላይ ከኣ ገዛእቲ ውድባት ኣብ ምዕባለ ፓለቲካዊ ጉዕዝኦም ፈተንቲ መድረኻት ክገጥምዎም ከለው ውሱን ወይከኣ ሙሉእ ምትዕርራያት ክገብሩ…

ፖሊሲ “ሕርሻ ዝመርሖ ኢንዱስትሪያላዊ ምዕባለ” ኣብ ትግራይ ሰሪሑ ዶ? ክሰርሕ ድዩ?

ወይን፡ ኣብ ቀዳማይ ትልሚ ዕብየትን ስግግርን ሕርሻ ብዝመርሖ ኢንዳስትሪ ኣቢልና ኢና ክንጓዓዝ ፀኒሕና። ኣብ ካልኣይ ትልሚ ዕብየትን ስገግርን ካብቲ ዝመፃናዮ…

ልእኽቶታት ካልኣይ ወያነ ትግራይ ናብይ ኣበሉ?

ካልኣይ ወያነ ትግራይ ብሓፈሻዊ ኣገላልፃ ኣብ መወዳእታ ዓመታት ስልጣን ስርዓት ሃይለስላሰ ቦቒሉ ኣብ መባእታ ዓመታት ስርዓት ደርጊ ብምግዋድን ቅልፅሙ ብምሕያልን…

ኮሓሎ መሲለንስ መንቆሮ – (ንአይተ ዳዊት ገ/ዚሀር ዝተውሃበ ግብረ መልሲ)

(ኣማኑኤል ገ/ተንሳዔ በየነ - amagebre@yahoo.com) አይተ ዳዊት ገ/ዚሀር ካብ ዘጋጠሞም ቢሮክራሲያዊ ዓንቀፍቀፍ ተበጊሶም ንዝገበሩዎ ሚዛኑ ዘይሓለወን መዕነዋይ ዘረባ ዝተውሃበ ግብረ…

ፍረ 20 ግንቦት ትእምት – ሓጋዚ ልምዓት ‘ዩ

ፍረ ዓወታት 20 ግንቦት ዝኾና ትካላት ት.እ.ም.ት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውደ ስራሕቲ ተዋፊረን ሓገዝቲ ስሉጥ ልምዓት ይኾና ከምዘለዋ ተገሊፁ። ብምኽንያት መበል…

This website uses cookies.