TPLF

ሕቶ ወልቃይት| ቆርበት ብርሑሱ..!

ኣሃዱ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ትግራይ ዝምልከት ብዙሕ ዛዕባታት ኣልዒልና ብዘይ ምንም ስኽፍታ ዘቲና ኢና። ገለ ጉዳያት፣ ብፍላይ ኣብ ሞንጎ ውድባት…

ቀረመት ታሪክ ይትረፍ – ታሪክ ትግራይ ይተኣቀብ

ናብ፡- ትብፃሕ ንኹሉኹም ኣመራርሓን ተጋደልተን ህወሓት (ኣብ ውሽጢ ውድብ ንዘለኹምን ብዝተፈላለየ ምኽንያት ካብ ውድብ ንዝተፈለኹምን) ዋኒኑ፡ ብዛዕባ ምዕቃብ ታሪኽ ገድሊ…

ኣባይ ወልዱን ግዳያት እቲ ድርቅን

(ብናትና ኣዛሂል - መቐለ) “ነቲ ተፈጢሩ ዘሎ ድርቂ ንምፅዋር ዋላ ካብ በጀት ልምዓት መንግስቲ ነኪዩ ክጥቀም እዩ።” ር/ም|ም ኣባይ ወልዱ…

ህወሓት ናይ ውሑዳት ድሌት ዝዝውራ ውድብ ኣይትኸውንን

(ካብ ተጋዳላይ ካሕሳይ ቃሉ) 1/ መእተዊ ካብ ታሪኽን ካብ ነዊሕ ናይ ቃልሲ ተሞክሮን ከምንዕዘቦ ህዝቢ ትግራይ ካብ ነዊሕ እዋን ጀሚሩ…

ናይ ኣመራርሓ ምትኽኻእ መስርሕ ውድብና ህወሓትን ዝሓለፈ ጉባኤናን

* ኣብ ከይዲ ናይ 40-50 ዓመት ጉዕዞ ህዳሴና ዝቕየርን ዘይቕየርን ጉዳይ እንታይ እዩ? * ዝለዓለ ድምፂ ጉባኤተኛ ዝረኸበ ኣባል ማእከላይ…

ልእኽቶታት ካልኣይ ወያነ ትግራይ ናብይ ኣበሉ?

ካልኣይ ወያነ ትግራይ ብሓፈሻዊ ኣገላልፃ ኣብ መወዳእታ ዓመታት ስልጣን ስርዓት ሃይለስላሰ ቦቒሉ ኣብ መባእታ ዓመታት ስርዓት ደርጊ ብምግዋድን ቅልፅሙ ብምሕያልን…

ተቓዉሞ ዲሞክራሲያዊ መሰል እዩ – መንግስቲ ትግራይ ምፍትሒ ክህቦ ይግባእ!

(ሕሩይ ነጋሲ) ብሰብ ሃብቲ ትግራይ ዝተፈነወ ተቓዉሞ ዲሞክራሲያዊ መሰል እዩ! መንግስቲ ትግራይ ብቕንዕና ሪኡ ሚዛን ብዝሓለወ ዉሕሉል አመራርሓ ምፍትሒ ክህቦ…

ኣሰላልፋ ግዳማውያን ፀላእትና ኣብ መበል 12 ጉባኤ ህወሓት

ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ 40 ዓመታት ናይ ውሽጥን ደገን ፀገማት እንዳኣለየ ዝመፀ ዕዉት ውድብ እዩ፡፡ ኣብ ናይ 40 ዓመት ዕድሚኡ ቡዙሓት…

ኮሓሎ መሲለንስ መንቆሮ – (ንአይተ ዳዊት ገ/ዚሀር ዝተውሃበ ግብረ መልሲ)

(ኣማኑኤል ገ/ተንሳዔ በየነ - amagebre@yahoo.com) አይተ ዳዊት ገ/ዚሀር ካብ ዘጋጠሞም ቢሮክራሲያዊ ዓንቀፍቀፍ ተበጊሶም ንዝገበሩዎ ሚዛኑ ዘይሓለወን መዕነዋይ ዘረባ ዝተውሃበ ግብረ…

ህዝባውነትን ውልቃውነትን ኣይተ ዳዊት ሚዛን ይሓዝ!

ኣይተ ዳዊት ካብ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ኣብ ማሕበራዊ፣ ቁጠባውን ፖለቲካውን ጉዳያት ትግራይ ዝሃቦ ሪኢቶታት ናብ ሚድያታት ወፅዮም ኣለው፡፡ ተጋሩ ከኣ…

This website uses cookies.