Tigrigna ትግርኛ

ቃለመጠይቕ ምስ ቢተው በላይ (ክሳብ 1993 ኣባል ማእከላይ ኮሚቴ ዝነበረ)

ነባር ተጋዳላይ ቢተው በላይ ኣብ ከተማ ዓድዋ ተወሊዱ ዓብዩ፡፡ ክሳብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብኡ ኣብ ንግሥተ ሳባ ተማሂሩ:: ኣብ…

ጥበብ ብንብዓት

1977ዓም ንህዝቢ ትግራይን ንህወሓትን ፈታኒ ዝነበረ ክፉእ ዘመን ኢዩ ¨ዋይ ዛዘመን እዚኣየ ሓሊፋ ተትርኢስ መሐሸኒ ድኣየ¨ ተባሂሉ ብዜማ ዝተገለፀሉ ወራር…

ኣደይ ኣለማሽ ገ/ልኡል (ኣዶ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ) ብ1989 ንመፂሄት ኣሰር ካብ ዝሃበኦ ቃለመጠይቕ ዝተወሰደ።

ሕቶ፦ መለስ ብቖልዕኡ እንታይ ዓይነት ፀባይ ነይርዎ? ማማ ኣለማሽ፦ እንታይ ፀባይ ነይርዎ? ሩህሩህን ሕያዋይን’ዩ ነይሩ፡፡ንድኻ ብሕልፊ ርህሩህ’ዩ ነይሩ፡፡ትምህርቲ’ውን ንፍዕ እንድዩ…

ቃለመጠይቕ | ምስ ሙሉጌታ ገበረሂወት/ጫልቱ/

ኣቶ ሙሉጌታ ገበረሂወት/ጫልቱ/ ነባር ተጋዳላይ ህወሓት እዩ። ክሳብ 1994 ዓ/ም ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ኮይኑ ኣብ ዝተፈላለዩ ውድባውን መንግስታውን ሓለፍነታት እንደተመደበ…

ውሽጠ ዴሞክራሲ፡ ተጠርናፊነት፡ ገምጋምን ወያናይ ባህሪ ተጋዳላይ ህወሓትን

(Mahari Yohans Gebru)ኣብ ዓለምና ብፍላይ ኣብተን ዘይማዕበላ ክፍለ ዓለማት ዝተርኣዩ ወያነታት ብባህሪኦም ነቲ የማናይ ክንፊ ፖለቲካ ዝነፀጉ፤ ኣብ እምነት ማርክሳውን…

ኣባይ ፀሃየን ግደይ ዘርኣፅዮንን ብ1979 ዝመላለስዎ ዝነበሩ ደብደበታት

ምስ ምስረታ ማለሊት ተተሓሒዙ ኣብ ውሽጢ መሪሕነት ውድብ ህወሓት ብዝተፈጠረ ኣፈላላይ ካብቲ ውድብ ወፂኡ ናይ ባዕሉ ውድብ ክምስርት ተፈቂድሉ ዝነበረ…

Audio| ምሁራን ታሪክ ካብ ዩኒቨረስቲ መቀለ ኣብ ሩባ ኣባይ

ምሁራን ታሪክ ካብ ዩኒቨረስቲ መቀለ ኣብ ሩባ ኣባይ ********* https://www.youtube.com/watch?v=20g6WmbGbfo ********* ካብ ራዲዮ ድምጺ ወያነ – ፍሉይ መሰናድኦ ሳልሳይ ዓመት…

Audio| ከተማ ማይጨው ካበይን ናበይን

ካብ ራዲዮ ድምጺ ወያነ – መጋቢት 17/2006 ፍሉይ መሰናድ ከተማ ማይጨው ካበይን ናበይን ******** https://www.youtube.com/watch?v=aVXKafu1j2M ********

ፓርቲ ዓረና ትግራይ – ኣባላተይ ተኣሲሮምኒ ኢሉ

ፓርቲ ዓረና ንዴሞክራስን ፍትሕን ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማታት ኵሓን ኣይናለምን ህዝባዊ ኣኼባ ንምፅዋዕ ወፍሪ የካይዱ ዝነበሩ ኣባላተይ ንስዓታት ተኣሲሮምኒ…

This website uses cookies.