Tigray

ግርጭት ኢትዮ-ኤርትራ ድቀት `በር ናብራስ የብሉን

(ሕሩይ ነጋሲ) ማርቲን ሉተር ኪንግ ዝቕሓረ ርክብ ህዝብታት ወይ ሰባት ንኽሓዊ መፍትሒኡ እንትሕብር ከምዚ ይብል "ፀልማት ዝቕንጠጥ ብፀልማት እንተይኮነስ ብብርሃን…

ንርእስኻ ኣጥፊእኻ ምልማዕ

ኣብ ኣውሮፓ፣ ሃገራት ኤሲያን ማእኸላይ ምብራቕን ኣብ ዝተዘዋወርኩሉ እዋን ሓደ ነገር ተዓዚበ። ንሕሉፍ ታሪኾም ዘለዎም ተገዳስነት ልዑል ከም ዝኾነ ሪአ።…

ሕቶ ወልቃይት| ቆርበት ብርሑሱ..!

ኣሃዱ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ትግራይ ዝምልከት ብዙሕ ዛዕባታት ኣልዒልና ብዘይ ምንም ስኽፍታ ዘቲና ኢና። ገለ ጉዳያት፣ ብፍላይ ኣብ ሞንጎ ውድባት…

ቀረመት ታሪክ ይትረፍ – ታሪክ ትግራይ ይተኣቀብ

ናብ፡- ትብፃሕ ንኹሉኹም ኣመራርሓን ተጋደልተን ህወሓት (ኣብ ውሽጢ ውድብ ንዘለኹምን ብዝተፈላለየ ምኽንያት ካብ ውድብ ንዝተፈለኹምን) ዋኒኑ፡ ብዛዕባ ምዕቃብ ታሪኽ ገድሊ…

ኣባይ ወልዱን ግዳያት እቲ ድርቅን

(ብናትና ኣዛሂል - መቐለ) “ነቲ ተፈጢሩ ዘሎ ድርቂ ንምፅዋር ዋላ ካብ በጀት ልምዓት መንግስቲ ነኪዩ ክጥቀም እዩ።” ር/ም|ም ኣባይ ወልዱ…

ህወሓት ናይ ውሑዳት ድሌት ዝዝውራ ውድብ ኣይትኸውንን

(ካብ ተጋዳላይ ካሕሳይ ቃሉ) 1/ መእተዊ ካብ ታሪኽን ካብ ነዊሕ ናይ ቃልሲ ተሞክሮን ከምንዕዘቦ ህዝቢ ትግራይ ካብ ነዊሕ እዋን ጀሚሩ…

ስርሒት ዴምህት፡ ሞላ ኣስጎዶም ሃዲሙ ድዩ?

(Yoel Alem) ጽልኢ ቀንዲ መለለዩ ሻዕብያዊ ኣተሓሳስባ እዩ። ጽልኢ ምስ ዝሰፍን፡ ስነሓሳብ ሻዕብያ ይስስንን። ኣብ ሃዋሁ ሰላምን ሕውነትን ድማ፡ ፓለቲካዊ…

ናይ ኣመራርሓ ምትኽኻእ መስርሕ ውድብና ህወሓትን ዝሓለፈ ጉባኤናን

* ኣብ ከይዲ ናይ 40-50 ዓመት ጉዕዞ ህዳሴና ዝቕየርን ዘይቕየርን ጉዳይ እንታይ እዩ? * ዝለዓለ ድምፂ ጉባኤተኛ ዝረኸበ ኣባል ማእከላይ…

ካርታ መንገዲ ዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን፤ ክነሰተባህለሎም ዝግባእ ነጥብታትን ሓይልታትን

* ኣብዚ ፅሑፍ ዝተጠቀክምሉ ኣቆፃፅራ ዘመን ጎርጎሮሳዊ (ፈረንጂ) እዩ ዘለናዮ እዋን ኣብ ታሪኻዊ ርክብ ክልቲኡ ህዝቢ ወሳናይ ምዕራፍ ክነመዝግበሉ ንኽእል…

ልእኽቶታት ካልኣይ ወያነ ትግራይ ናብይ ኣበሉ?

ካልኣይ ወያነ ትግራይ ብሓፈሻዊ ኣገላልፃ ኣብ መወዳእታ ዓመታት ስልጣን ስርዓት ሃይለስላሰ ቦቒሉ ኣብ መባእታ ዓመታት ስርዓት ደርጊ ብምግዋድን ቅልፅሙ ብምሕያልን…

This website uses cookies.