Category: EPRDF
(ሙሉጌታ ገ/ህይወት) ከይሓሰብካዮን ከየስተንተንካዮን ኣብ ልዕሌኻ ዝወድቕ ሓደጋ ከምቲ “ዘይሓሰብካዮ ያ ርኻቦስ ኣይመርገም ኣይምረቓ” ዝብልዎ.
ቅድሚ 23 ዓመታት ላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓት ኢህወደግ ሒዛ ትጓዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ሱዳን ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ.
(Yemane Nagish) ሆኒ…ኢትዮጵያዊ ዝበሃል መንነት የለን። ኣይክህሉን ´ውን፥ ኢትዮጵያዊነት ዜግነት እዩ። እንተሃለየ ´ውን ናይ ሕሸት.
(ድምፂ ወያነ ትግራይ) 4ይ ዘበን ስራሕ መበል 13 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ.
Highlights:- * ኣካል ናይ’ዚ ሽግር ዝነበረ ኣካል ፍታሕ ከምዘይኸውን ዓለማዊ ሓቂ እዩ፡፡ ስለዚ ዝነኽኡን ዝተነኽኡን.
ሎሚ ሎሚ ኣብ ፌስቡክ ዝለዓሉ ፖለቲካዊ ኣጀንዳታትን ምይይጣትን ኣዚዮም ዘይእርኑባትን ፅልእን ቅርሕንትን ዘንበድብዱ እንዳኾኑ ኣናኸዱስ.