ኣብ ኣከባብራ በዓል ‘ዓለም-ለኸ ፌስቲቫል ህዳሰ ትግራይ’ ዘተኮረ መግለፂ ተዋሂቡ
(ወልደስላሰሴ ሕሉፍ) ካብ ሓምለ 24-30/2006 ዓ.ም. ኣብ ርእሰ ከተማ ክልልና ከተማ መቐለ ንዝሳለጥ ፌሰቲቫል መዓልቲ ዲያስፖራ ክልል ትግራይ ምኽንያት ብምግባር…
(ወልደስላሰሴ ሕሉፍ) ካብ ሓምለ 24-30/2006 ዓ.ም. ኣብ ርእሰ ከተማ ክልልና ከተማ መቐለ ንዝሳለጥ ፌሰቲቫል መዓልቲ ዲያስፖራ ክልል ትግራይ ምኽንያት ብምግባር…
ፊተውራሪ ሙዑዝ በየነ ተድላ ይበሃሉ። ወዲ 86 ዓመት በዓል ፀጋ ዕድመ እዮም(ብዕድመ ጥራሕ ኣይኮኑን ዝሓሰብዎ ብምዕዋት እዉን በዓል ፀጋ እዮም)።…
(ንዋይ ሓድጉ - ብጋዜጠኝነት ቀዳማይ ድግሪ) እዚ ግዘ ፀቢብን ፅጉምን ካብ ዝገብርዎ ዘለዉ ሓደ ብደረጃ ስድራ ቤት ዝፍጠሩ ፀገማት እዮም።…
(ማቲዎስ የማነ) ሰባት ንዝተፈጠሩሉ ፣ ዝነበሩሉ ብፅቡቕ መልክዑ ዘስተማቅርዎ ኢሉ ዉን ብታሪኽ ጥራሕ ዉን ተኾነ ንዝፈልጥዎ ዘመን ክፈትዉን ከፍቅሩን ዉልቃዊ…
(ብዓብለሎም መለስ - saintgeorge2011@gmail.com) መንደቕን ዃናን ዳርጋ ኣብ መብዛሕቲኡ ከባቢታት ትግራይ ልሙድን ፍሉጥን ጉዳይ እዩ፡፡ ወዲ ሰብ ምዕሩይን ስሩዕን ህይወት…
“ህወሓት መዋእሉ ብዙሓት ፈተናታት እናሰገረ እናስዓረ ዝመፀ ኣብቱ እዋን ካብ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ውድባት ብዕላምኡን ህዝባውነቱ ጎሊሁ ዝወፀ ፅኑዕ ውድብ እዩ”…
(ሃይላይ ሓድጉ - ደራስን ጋዜጠኛን) ሓደ እዋን ናብቲ 11 ለካቲት 1967 ዓ/ም ብረታዊ ቃልሲ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ዝተጀመረሉ…
ፍረ ዓወታት 20 ግንቦት ዝኾና ትካላት ት.እ.ም.ት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውደ ስራሕቲ ተዋፊረን ሓገዝቲ ስሉጥ ልምዓት ይኾና ከምዘለዋ ተገሊፁ። ብምኽንያት መበል…
(ዳንኤል ኣስመላሽ) ኢትዮጵያ ማእሰርቲ ዘጀግነላ ሃገር እናኾነት እያ፤ ካብ ሃይለስላሰ ጀሚሩ መማኽርቲ መንግስቱ ዝነበረን ባዕሉ መንግስቱ ኣጋግይኒ ኢሉ ዝመስከረሉን ናይዚ…
ነባር ተጋዳላይ ቢተው በላይ ኣብ ከተማ ዓድዋ ተወሊዱ ዓብዩ፡፡ ክሳብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብኡ ኣብ ንግሥተ ሳባ ተማሂሩ:: ኣብ…
This website uses cookies.