ኣብ ኤርትራ ቅድሚ 13-ዓመታት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ 11 ሚኒስተራትን ኣባላት ፓርላማን ዝነበሩ ተኣሲሮም።
ድሕሪ ሰሙን ድማ ልዕሊ 10 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም።
ሃብቶም ዮውሃንስ ጋዜጠኛን ፀሓፊን ካብ ሆላንድ ብዛዕባ’ዚ ተዘክሮኡ ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መጠይቅ ተዛሪቡ’ሎ።
ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።
********

This website uses cookies.
Leave a Comment