ተቓዉሞ ዲሞክራሲያዊ መሰል እዩ – መንግስቲ ትግራይ ምፍትሒ ክህቦ ይግባእ!

(ሕሩይ ነጋሲ) ብሰብ ሃብቲ ትግራይ ዝተፈነወ ተቓዉሞ ዲሞክራሲያዊ መሰል እዩ! መንግስቲ ትግራይ ብቕንዕና ሪኡ ሚዛን.

Photo - Ethiopian investor Dawit Gebre-egziabher
ኮሓሎ መሲለንስ መንቆሮ – (ንአይተ ዳዊት ገ/ዚሀር ዝተውሃበ ግብረ መልሲ)

(ኣማኑኤል ገ/ተንሳዔ በየነ – [email protected]) አይተ ዳዊት ገ/ዚሀር ካብ ዘጋጠሞም ቢሮክራሲያዊ ዓንቀፍቀፍ ተበጊሶም ንዝገበሩዎ ሚዛኑ.

ህዝባውነትን ውልቃውነትን ኣይተ ዳዊት ሚዛን ይሓዝ!

ኣይተ ዳዊት ካብ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ኣብ ማሕበራዊ፣ ቁጠባውን ፖለቲካውን ጉዳያት ትግራይ ዝሃቦ ሪኢቶታት ናብ.

ቃለመሕትት ኣይተ ዳዊት ብድምፅ ወያነ እንተዝፍነው ሓረስታይ ትግራይ ንሳልሳይ ግዜ ወይኑ ምሓደረ

(ኣስፋው ገዳሙ – [email protected]) ‹‹ብዓል ግዘ ዘመስግኖ እምበር ዝነቕፎ ኣይፈትውን፡፡ምንግስቱ (ውድቡ) ዝፈትው እቲ ቅዱስ ቅዱስ.