ትግራይ

ሕቶ ወልቃይት| ቆርበት ብርሑሱ..!

ኣሃዱ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ትግራይ ዝምልከት ብዙሕ ዛዕባታት ኣልዒልና ብዘይ ምንም ስኽፍታ ዘቲና ኢና። ገለ ጉዳያት፣ ብፍላይ ኣብ ሞንጎ ውድባት…

ልእኽቶታት ካልኣይ ወያነ ትግራይ ናብይ ኣበሉ?

ካልኣይ ወያነ ትግራይ ብሓፈሻዊ ኣገላልፃ ኣብ መወዳእታ ዓመታት ስልጣን ስርዓት ሃይለስላሰ ቦቒሉ ኣብ መባእታ ዓመታት ስርዓት ደርጊ ብምግዋድን ቅልፅሙ ብምሕያልን…

ስሑል(ገሰሰ አየለ) – ለካቲትን፣ ደደቢትን

(ሃይላይ ሓድጉ - ደራስን ጋዜጠኛን) ሓደ እዋን ናብቲ 11 ለካቲት 1967 ዓ/ም ብረታዊ ቃልሲ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ዝተጀመረሉ…

ፍረ 20 ግንቦት ትእምት – ሓጋዚ ልምዓት ‘ዩ

ፍረ ዓወታት 20 ግንቦት ዝኾና ትካላት ት.እ.ም.ት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውደ ስራሕቲ ተዋፊረን ሓገዝቲ ስሉጥ ልምዓት ይኾና ከምዘለዋ ተገሊፁ። ብምኽንያት መበል…

This website uses cookies.