Eritrea

VOA | ኤርትራ -፡ ጂ-15’ን ጋዜጠኛታትን ካብ ዝእሰሩ 13-ዓመታት

ኣብ ኤርትራ ቅድሚ 13-ዓመታት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ 11 ሚኒስተራትን ኣባላት ፓርላማን ዝነበሩ ተኣሲሮም። ድሕሪ ሰሙን ድማ ልዕሊ 10 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም።…

ምንስቴር ወፃኢ ኣሜሪካ መጠንቀቂ መገሻ ናብ ኤርትራ ሂቡ!

ምንስቴር ወፃኢ ኣሜሪካ ዓሚ ሕዳር ኣውፂእዎ ንዝነበረ መጠንቀቂ መገሻ ናብ ኤርትራ እንደገና ሓዲስዎ።ኣሜሪካውያን ናብ ኤርትራ ንከይኸዱ‘ውን ምዒዱ‘ሎ።ሰበ-ስልጣን ኤርትራ ናይ መውፅኢ…

ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ናይ ግብፂ ፕሬዝዳንት ተዘራሪቦም

ናይ ኤርትራ ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ናይ ግብፂ ፕሬዝዳንት ዓብድል ፋታሕ ኣል-ሲሲ ኣብ ክልትኣዊ ርክባት ተዘራሪቦም:: ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዞባውን…

እስራኤል ንኤርትራውያንን ሱዳናዊያንን ኣጨኒቃ ንክወፁ ትገብር‘ላ ተባሂሉ

እስራኤል ንኣሻሓት ስደተኛታት ኤርትራን ሱዳንን ካብ ግዝኣታ ኣስገዳድ ምውፃእ ትፍፅም‘ላ ክብል ሁማን ራይት ዋች መግለፂ ኣውፂኡ። HRW ሎሚ ሰሉስ ኣብ…

ስግኣት ሕማም ኢቦላ -፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን’ከ እንታይ ይገብራ’ለዋ?

ኢቦላ ንምዕራብ ኣፍሪካ ጥራሕ ዘይኮነስ ንኻልኦት ሃገራት ዘስግአ ሕማም ምዃኑ ይግለፅ ኣሎ። ኤርትራን ኢትዮጵያን’ከ ብፍላይ ኸኣ  ክልል ትግራይ ነዚ ብኸመይ…

Audio| ፕረዚደንታዊ ኣማኻሪ የማነ ገብረኣብ ብዛዕባ ጸገም ሓይሊ መብራህቲ

ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጸገም ሓይሊ መብራህቲ ብቪኦኤ ዝተሓተተ ፕረዚደንታዊ ኣማኻሪ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ንተስፋ ዘይኮነ፡ ብግብሪ ንሰርሕ ኣለና ይብል።…

ዝተሓላለኸ ቅልውላው ቀርኒ ኣፍሪካ ክሳብ መዓስ?

መእተዊ ኣዝዩ መፀገምን ዝተሓላለኸን ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪካ ካብ ውሽጥን ደገን ብዝመፁ መበገስታት ንኣስታት 150 ዓመታት እናተሓመሰ ቀፂሉ እዩ። ብፍላይ ኣብቶም…

በዓልቲ ቤት ፕ/ት ኢሳያስ፡ ንመጀመርያ ግዜ ምስኡ ተራእያን ተሳኢላን

(VOA - Tigrigna) ናይ ሱዳን ፕረሲደንት ዖማር ኣል በሽር ምስ በዓልቲ ቤቱ ኤርትራ ኣብ ዝበፀሓሉ እዋን`ዩ፡ ወ/ሮ ሳባ ሃይሉ`ውን ምስ…

This website uses cookies.