ynagish

ኣኽላብ ፈሪሕና እንዳ ኣዛብእ አይነዐቁብን፡፡

“ሓመቕኩ ፀበቕኩ፤ ኣነ ´ኖኻ” በለት ወላድ፤ እዚ ስርዓት ሰቲ እናተነሰነሰ፤ ብበለካ ለኽዐካ ዝመፀ ኣይኮነን። ብፍላይ ህዝቢ ትግራይ ዝፈትዎም ቀያሕትን ፀለምትን…

ኢትዮጵያዊ ዝበሃል መንነት የለን።

(Yemane Nagish) ሆኒ...ኢትዮጵያዊ ዝበሃል መንነት የለን። ኣይክህሉን ´ውን፥ ኢትዮጵያዊነት ዜግነት እዩ። እንተሃለየ ´ውን ናይ ሕሸት እዩ። ሽፋን ጥራሕ እዩ። ከመይ?…

This website uses cookies.