ll

Audio| ከተማ ማይጨው ካበይን ናበይን

ካብ ራዲዮ ድምጺ ወያነ – መጋቢት 17/2006 ፍሉይ መሰናድ ከተማ ማይጨው ካበይን ናበይን ******** https://www.youtube.com/watch?v=aVXKafu1j2M ********

ፓርቲ ዓረና ትግራይ – ኣባላተይ ተኣሲሮምኒ ኢሉ

ፓርቲ ዓረና ንዴሞክራስን ፍትሕን ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማታት ኵሓን ኣይናለምን ህዝባዊ ኣኼባ ንምፅዋዕ ወፍሪ የካይዱ ዝነበሩ ኣባላተይ ንስዓታት ተኣሲሮምኒ…

Audio| ፕረዚደንታዊ ኣማኻሪ የማነ ገብረኣብ ብዛዕባ ጸገም ሓይሊ መብራህቲ

ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጸገም ሓይሊ መብራህቲ ብቪኦኤ ዝተሓተተ ፕረዚደንታዊ ኣማኻሪ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ንተስፋ ዘይኮነ፡ ብግብሪ ንሰርሕ ኣለና ይብል።…

ድሕነት ውድብ ምውሓስ

(ተወልደብርሃን ክፍለ (tewoldek@yahoo.com) ኣብ ቀዳማይ ክፋል ፅሑፈይ ፍልፍል ፀገማት ትግራይ ንነዊሕ እዋን ዝትኣጐለ ባህሊ መሪሕነት ውድብና ምስ ድሑር መንግስታዊ መሓውራት…

ሓባእ ቑስሉ ፈውሲ ኣይረክብን

(ተወልደብርሃን ክፍለ (tewoldek@yahoo.com) መሓሪ ዮሃንስ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ዓይጋ ፎረም “ውሽጠ ዲሞክራሲ፣ ተጠርናፊነት፣ ገምጋምን ወያናይ ባህሪ ተጋዳላይ ህወሓትን” ኣብ ትሕቲ…

ህወሓት ኣብ ታሪኽ ንህዝቢ ትግራይ ደው ዝበለሉ ዕለት የለን

(ዲ/ን ሙሉጌታ ወልደገብርኤል - yetdgnayalehe@gmail.com) ህልው ኩነታት ህዝቢ ትግራይ ንምግምጋም አርሒቕና እንተይከድና አብ መንጎ እቲ ህዝብን ብመሪሕነት ቦታ ዝተቐመጡ ግለሰባት…

ዕርቂ ምስ መን?

(ሙሉጌታ ገ/ህይወት) ከይሓሰብካዮን ከየስተንተንካዮን ኣብ ልዕሌኻ ዝወድቕ ሓደጋ ከምቲ “ዘይሓሰብካዮ ያ ርኻቦስ ኣይመርገም ኣይምረቓ” ዝብልዎ ምስላ ከም ዝኾነ ኮይኑ ምሕላፉ…

ኣመተ ሚኢቲ ዓመት

(ብዶ/ር ክንፈ አብርሃ) ሃገርና ኢትዮጵያ ኣብ’ቱ ንልዕሊ ሓደ ሽሕ ዓማዉቲ ዝዘለቐ ስልጣነ ኣኽሱም ኣብ ዓለምና ናይ መሪሕነት ቦታ ሒዛ ምንባራ…

ዝተሓላለኸ ቅልውላው ቀርኒ ኣፍሪካ ክሳብ መዓስ?

መእተዊ ኣዝዩ መፀገምን ዝተሓላለኸን ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪካ ካብ ውሽጥን ደገን ብዝመፁ መበገስታት ንኣስታት 150 ዓመታት እናተሓመሰ ቀፂሉ እዩ። ብፍላይ ኣብቶም…

መማኸሪ መለስን ራእሲ መኮንንን

ብክብሮም ኣብርሃ (ሳብያን) • ዓሚ ኣብ ቁልቢ ገብርኤል ዝተፋለጥኽዎ ሰብኣይ ከምዚ በለኒ: “ንመለስ ኣባይ ንኽግደብ ዘማኸርክዎ ኣነ እየ....” • ብዛዕባ…

This website uses cookies.