ፍረ 20 ግንቦት ትእምት – ሓጋዚ ልምዓት ‘ዩ

ፍረ ዓወታት 20 ግንቦት ዝኾና ትካላት ት.እ.ም.ት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውደ ስራሕቲ ተዋፊረን ሓገዝቲ ስሉጥ ልምዓት.