Recent:

ወልቃይት

ሕቶ ወልቃይት| ቆርበት ብርሑሱ..!

Wednesday, March 16, 2016 @ 8:48 pm

ኣሃዱ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ትግራይ ዝምልከት ብዙሕ ዛዕባታት ኣልዒልና ብዘይ ምንም ስኽፍታ ዘቲና ኢና። ገለ ጉዳያት፣ ብፍላይ ኣብ ሞንጎ ውድባት ኣባላት ኢህወደግ ዘሎ ርክብን ንሶም ዝመርሑወን ክልላትን ኣመልኪቱ ምዝራብ ግና ዳርጋ ንብዙሕ ቕኑዕ ሰብ ዘሰክፍ ኮይኑ ፀኒሑ እዩ። ንምታይ’ሲ ኣብ ሞንጎ እዞም [...]