Recent:

ኢሳያስ አፍወርቂ

አብ ምንጻት ትርከብ ሃገረ ኤርትራ – መንቀሊኡን አፈታትሕኡን

Sunday, January 1, 2017 @ 5:32 am

መእተዊ ህዝቢ ኤርትራ ምእንቲ ነጻነት፣ ፍትሒ፣ ዴሞክራሲ፣ ማዕርነት፣ ራህዋን ሰላምን ክብል ልዕሊ 30 ዓመት ዝወሰደ ብረታዊ ተጋድሎ ገይሩ እዩ፡፡ ሂወት አማኢት አሻሓት ጸለምቲን ቀያሕቲን መላምል ደቁ እውን ከፊሉ እዩ፡፡ ካብኡ ንላዕሊ አካላት ደቁ ሰንኪሉ እዩ፡፡ አደታትን አቦታትን ኤርትራ ብዘይጠዋሪ [...]