ንቐጻላይ ውሕስነት ክልልናን ሃገርናን

ኣብ መፋርቕ እቱ ዝሓለፈ ዓመት መሪሕነት ህወሓት ዝምልከታ ተኸታተልቲ ፅሑፋት ኣቕሪበ ነይረ። ከም ውፅኢት ከኣ.

Audio| ቃለ-መጠይቅ ምስ አመራርሓ ዓረና ብዛዕባ ኩነታት መእሰርቲ ኣብራሃ ደስታ

ተኣሲሩ ዘሎ ኣቶ ኣብራሃ ደስታ ብፖሊስ መፈራርሒ፣መግረፍቲን ኣጋጢምዎ፣ ዘይኣመነሉ ሰነድ ንክፍርም ተገይሩ‘ዩ ኢሎም ናይ ሎሚ.

Audio | ቃለመሕትት ምስ ኣይተ ገብሩ ኣስራት (1ይ ክፋል – 2ይ ክፋል)

(ገብረ ገብረመድህን) ኣይተ ገብሩ ኣስራት ‘’ልኡላውነትን ዴሞክራስን ኣብ ኢትዮጵያ’’ ዘርእስታ መፅሓፍ ፅሒፎም ኣለው።ኣቶ ገብሩ ኣስራት.

ቃለመሕትት ምስ ኣዜብ መስፍን ኣብ ዙርያ ትካላት ትዕምት

አባል ፖሊት ቢሮ ህወሓትን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ትዕምት አዜብ መስፍን ናይ ትግራይ ኢንዱስትሪያል ልምዐት ሀንፈትን.

ኣኽላብ ፈሪሕና እንዳ ኣዛብእ አይነዐቁብን፡፡

“ሓመቕኩ ፀበቕኩ፤ ኣነ ´ኖኻ” በለት ወላድ፤ እዚ ስርዓት ሰቲ እናተነሰነሰ፤ ብበለካ ለኽዐካ ዝመፀ ኣይኮነን። ብፍላይ.

ዉዕሽክሽክሽክሽክሽ

(ሃይላይ ሓድጉ –ደራስን ጋዜጠኛን) ብዛዕባ ሳዕስዒት ኢና ክነንብብ። ሹሽ ፣እዥም፣ እሽም፣ ዉዕሽክሽ ኣብ እዋን ሳዕስዒት.

ኣብ ኣከባብራ በዓል ‘ዓለም-ለኸ ፌስቲቫል ህዳሰ ትግራይ’ ዘተኮረ መግለፂ ተዋሂቡ

(ወልደስላሰሴ ሕሉፍ) ካብ ሓምለ 24-30/2006 ዓ.ም. ኣብ ርእሰ ከተማ ክልልና ከተማ መቐለ ንዝሳለጥ ፌሰቲቫል መዓልቲ.

ቃለመጠይቕ ምስ ፊተውራሪ ሙዑዝ በየነ ተድላ

ፊተውራሪ ሙዑዝ በየነ ተድላ ይበሃሉ። ወዲ 86 ዓመት በዓል ፀጋ ዕድመ እዮም(ብዕድመ ጥራሕ ኣይኮኑን ዝሓሰብዎ.

ሕዱር ሕማም ናፍቖት ትማሊ

(ማቲዎስ የማነ) ሰባት ንዝተፈጠሩሉ ፣ ዝነበሩሉ ብፅቡቕ መልክዑ ዘስተማቅርዎ ኢሉ ዉን ብታሪኽ ጥራሕ ዉን ተኾነ.

ወያነና! እንተተካኢሉ ብፅቡቕ ይነደቕ፣ እንተዘይተካኢሉ ይኳነ፤ ሕማቕ ግን ኣይብፅሓዮ፡፡

(ብዓብለሎም መለስ – [email protected]) መንደቕን ዃናን ዳርጋ ኣብ መብዛሕቲኡ ከባቢታት ትግራይ ልሙድን ፍሉጥን ጉዳይ እዩ፡፡.