Photo - An Ethiopian soldier mans an observation post on the Eritrean border on 19 November 2005. [AFP - Marco Longari]
ግርጭት ኢትዮ-ኤርትራ ድቀት `በር ናብራስ የብሉን

(ሕሩይ ነጋሲ) ማርቲን ሉተር ኪንግ ዝቕሓረ ርክብ ህዝብታት ወይ ሰባት ንኽሓዊ መፍትሒኡ እንትሕብር ከምዚ ይብል.

Photo - Yeha, Tigray, Ethiopia
ንርእስኻ ኣጥፊእኻ ምልማዕ

ኣብ ኣውሮፓ፣ ሃገራት ኤሲያን ማእኸላይ ምብራቕን ኣብ ዝተዘዋወርኩሉ እዋን ሓደ ነገር ተዓዚበ። ንሕሉፍ ታሪኾም ዘለዎም.

Map - Tigrai in 1624
ሕቶ ወልቃይት| ቆርበት ብርሑሱ..!

ኣሃዱ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ትግራይ ዝምልከት ብዙሕ ዛዕባታት ኣልዒልና ብዘይ ምንም ስኽፍታ ዘቲና ኢና። ገለ.

ቀረመት ታሪክ ይትረፍ – ታሪክ ትግራይ ይተኣቀብ

ናብ፡- ትብፃሕ ንኹሉኹም ኣመራርሓን ተጋደልተን ህወሓት (ኣብ ውሽጢ ውድብ ንዘለኹምን ብዝተፈላለየ ምኽንያት ካብ ውድብ ንዝተፈለኹምን).

ኣባይ ወልዱን ግዳያት እቲ ድርቅን

(ብናትና ኣዛሂል – መቐለ) “ነቲ ተፈጢሩ ዘሎ ድርቂ ንምፅዋር ዋላ ካብ በጀት ልምዓት መንግስቲ ነኪዩ.

ህወሓት ናይ ውሑዳት ድሌት ዝዝውራ ውድብ ኣይትኸውንን

(ካብ ተጋዳላይ ካሕሳይ ቃሉ) 1/ መእተዊ ካብ ታሪኽን ካብ ነዊሕ ናይ ቃልሲ ተሞክሮን ከምንዕዘቦ ህዝቢ.

ስርሒት ዴምህት፡ ሞላ ኣስጎዶም ሃዲሙ ድዩ?

(Yoel Alem) ጽልኢ ቀንዲ መለለዩ ሻዕብያዊ ኣተሓሳስባ እዩ። ጽልኢ ምስ ዝሰፍን፡ ስነሓሳብ ሻዕብያ ይስስንን። ኣብ.

ናይ ኣመራርሓ ምትኽኻእ መስርሕ ውድብና ህወሓትን ዝሓለፈ ጉባኤናን

* ኣብ ከይዲ ናይ 40-50 ዓመት ጉዕዞ ህዳሴና ዝቕየርን ዘይቕየርን ጉዳይ እንታይ እዩ? * ዝለዓለ.

ካርታ መንገዲ ዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን፤ ክነሰተባህለሎም ዝግባእ ነጥብታትን ሓይልታትን

* ኣብዚ ፅሑፍ ዝተጠቀክምሉ ኣቆፃፅራ ዘመን ጎርጎሮሳዊ (ፈረንጂ) እዩ ዘለናዮ እዋን ኣብ ታሪኻዊ ርክብ ክልቲኡ.

ልእኽቶታት ካልኣይ ወያነ ትግራይ ናብይ ኣበሉ?

ካልኣይ ወያነ ትግራይ ብሓፈሻዊ ኣገላልፃ ኣብ መወዳእታ ዓመታት ስልጣን ስርዓት ሃይለስላሰ ቦቒሉ ኣብ መባእታ ዓመታት.