Photo - Alem Gebrewahd, executive member of TPLF, EPRDF, and head of TPLF Secretariat
‘ሕቶ ወልቃይት ትማሊ ተቓሊስና ናይ ዝሰዓርናዮም ተረፍመረፍ ሕቶ እዩ’ – ኣለም ገ/ዋህድ

ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ህወሓት ኢህወዴግን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ህወሓትን  ኣይተ ኣለም ገ/ዋህድ ምስ ጋዘጠኛ ዮሃንስ.

Map - Tigrai in 1624
ሕቶ ወልቃይት| ቆርበት ብርሑሱ..!

ኣሃዱ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ትግራይ ዝምልከት ብዙሕ ዛዕባታት ኣልዒልና ብዘይ ምንም ስኽፍታ ዘቲና ኢና። ገለ.