ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቱ ብሄር-ተኮር ጎንፂ ኣንፀላሊዩ

(BBC Tigrinya) ተጋሩ ተምሃሮ፥ ቀፅሪ ዩኒቨርሲቲ መቱ ለቒቖም ንኽወፁ ዝተገደዱ ብዝበፅሖም ምፍርራሕን መጥቃዕትን ዝተልዓለ ምዃኑ.

ዳግመ ሃገራዊ ባርነትን ፖለቲካዊ ተነፅሎን ዝወለደ ተናኻሳይ ባህሪ ሻዕብያ

(ኣባዲ ገ/ስላሴ) ነቲ ሕዚ ኣብ ሃገረ ኤርትራ ዘሎ ዝሓመቐን ዝተሓላለኸን ፖለቲካዊ፣ ማሕበራውን ቁጠባውን ኩነታት ካብቲ.

Map - Administrative zones of Tigray, Ethiopia
ጉዳይ ዘላቒ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምውሓስ

ዘላቒ ውሕስና ህዝቢ ትግራይ ኣመልኪተ ኣብዞም ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ፌስቡክን ኣብ ድህረ ገጻትን ብሓፂርን ብነዊሕን.

General Tsadkan Gebretensae
ጀ/ል ፃድቃን – ናይ መፍትሒ ሓሳባትን ንዘቕርቡ ሰባት ከም ፀላእቲ ምርኣይ ዝጠቅም ኣይመስለንን

ናይ ኢትዮጵያ ሓይልታት ምክልኻል ኢታ ማጆር ሹም ነበር ሌተናል ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ምስ ቪኦኤ ብዘካየድዎ.

Image - Wurayna magazine, Abay Tsehaye
ኣባይ ፀሃየ:- “ንሪኦ ዘለና ህውከት ኣብ ትግራይ እውን ዘይመፀሉ ምኽንያት የለን”

ውራይና መጽሔት፦ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ሃገርና ዝኒሀ ፖለቲካዊ ኩነታት መሰከፊ እዩ ዝብል ይበዝሕ ኣሎ፤.

ልዕልና ሕጊ ምርግጋፅን ተሓታትነት ምህላውን … ?

ምዕራባዊያን እቲ ሀዚ ዘለዎም ስርዓት ንምህናፅ ዝበቕዑሉ ቐንዲ ምክንያት ዝጸሓፍዎ ሕጊን ስርዓትን ናብ ግብሪ ስለዝተርጎሙ.

ካርታ መንገዲ ዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን፤ ክነሰተባህለሎም ዝግባእ ነጥብታትን ሓይልታትን

* ኣብዚ ፅሑፍ ዝተጠቀክምሉ ኣቆፃፅራ ዘመን ጎርጎሮሳዊ (ፈረንጂ) እዩ ዘለናዮ እዋን ኣብ ታሪኻዊ ርክብ ክልቲኡ.

ዕስክርና ኤርትራ ብመንጽር ዞባዊ ጂኦፖለቲካውን ኤኮኖምያውን ረብሓታት

(Yoel Alem) ዝኾነት ሃገር፡ ድኻ ትኹን ሃፍታም ብዘየገድስ፡ ንውድዓዊ ኩነታታን ትሕዝቶኣን ዘንጸባርቅ፡ ናይ ገዛእ ርእሳ.

ምንስቴር ወፃኢ ኣሜሪካ መጠንቀቂ መገሻ ናብ ኤርትራ ሂቡ!

ምንስቴር ወፃኢ ኣሜሪካ ዓሚ ሕዳር ኣውፂእዎ ንዝነበረ መጠንቀቂ መገሻ ናብ ኤርትራ እንደገና ሓዲስዎ።ኣሜሪካውያን ናብ ኤርትራ.