ራዕድን ሽበራን ስልጡን ፖለቲካዊ መስርሕ ኣይኮነን – ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ

ራዕድን ሽበራን ስልጡን ፖለቲካዊ መስርሕ ኣይኮነን ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ) ኤፕሪል 30/2015 ዓለምና ብሓደ.

ዓወታት ለካቲት ኣብ ቃልሲ ፀረ ድክነት ክንደግሞ ኢና

ኣብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ዘመዝገብዎ ኣንፀባራቒ ዓወት ኣብ ቃልሲ ኣንፃር ድክነት’ውን ንምድጋም ዝጀመርዎ ፃዕሪ ኣጠናኺሮም ከምዝቅፅሉሉ.

Photo - Arena Tigrai PR head - Amdom Gebreslasie
ዓንዶም ገብረስላሰ – ዝመጸ ይምጻእ መስዋእቲ ንምኽፋል ድልዋት ኢና [Audio]

ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ዓረና ትግራይ ኣቶ ዓንዶም ገብረስላሰ  እቲ ናይ ምርጫ ኩነታት ብጣዕሚ ዝተበላሸወ ይመስል፡.

ድርቂ 77 ታሪክ ዝገበረ ህዝቢ

ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ውፅኢት ቃልሲ ዝኾነ ልምዓትን ተጠቃምነትን ሕብረተሰብ ይረጋገፅ ከምዘሎ ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ.

ብዞባ ምዕራብ ንዝኣተው 180ሽሕ ተጉዓዝቲ ምርመራ ሕማም ኢቦላ ተጌሩሎም

ኣብቶም ዝሓለፉ 3ተ ኣዋርሕ ኣብ መንጎ ዶባት ኢትዮ ሱዳን ብዞባ ምዕራብ ትግራይ ኣቢሎም ናብ ውሽጢ.

Photo - Sebhat Nega
Audio| ቃለ ምልልስ ምስ ኣቦይ ስብሓት ነጋ – 1ይ፣ 2ይ፣ 3ይ ኽፋላት

(ገብረ ገብረመድህን) ንህውሓት ነዊሕ ዝመርሑ ኣቦይ ስብሓት ነጋ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ገብሩ ኣስራት ዝፅሓፉዋ ‘’ልኡላውነትን.

ሕቶ ኤርትራ ሕቶ መግዛእቲ’ዩ ዝብል መርገጺ ህውሓት ዳግም ክምርመር ኣለዎ – ኣቦይ ስብሓት ነጋ

(ገብረ ገብረመድህን) ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ/ህውሓት/ ‘’ሕቶ ኤርትራ – ሕቶ መግዛእቲ‘ዩ’’ ክብል ኣብ ፖለቲካዊ ፕሮግራሙ.

Audio| ቃለ-መጠይቅ ምስ አመራርሓ ዓረና ብዛዕባ ኩነታት መእሰርቲ ኣብራሃ ደስታ

ተኣሲሩ ዘሎ ኣቶ ኣብራሃ ደስታ ብፖሊስ መፈራርሒ፣መግረፍቲን ኣጋጢምዎ፣ ዘይኣመነሉ ሰነድ ንክፍርም ተገይሩ‘ዩ ኢሎም ናይ ሎሚ.

ምንስቴር ወፃኢ ኣሜሪካ መጠንቀቂ መገሻ ናብ ኤርትራ ሂቡ!

ምንስቴር ወፃኢ ኣሜሪካ ዓሚ ሕዳር ኣውፂእዎ ንዝነበረ መጠንቀቂ መገሻ ናብ ኤርትራ እንደገና ሓዲስዎ።ኣሜሪካውያን ናብ ኤርትራ.

ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ናይ ግብፂ ፕሬዝዳንት ተዘራሪቦም

ናይ ኤርትራ ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ናይ ግብፂ ፕሬዝዳንት ዓብድል ፋታሕ ኣል-ሲሲ ኣብ ክልትኣዊ ርክባት.