ኢቦላ ንምዕራብ ኣፍሪካ ጥራሕ ዘይኮነስ ንኻልኦት ሃገራት ዘስግአ ሕማም ምዃኑ ይግለፅ ኣሎ። ኤርትራን ኢትዮጵያን’ከ ብፍላይ ኸኣ  ክልል ትግራይ ነዚ ብኸመይ ይርእይኦን ዝገብርኦ ቅድመ መጠንቀቕታ’ኸ ከመይ…

ኣቶ ሙሉጌታ ገበረሂወት/ጫልቱ/ ነባር ተጋዳላይ ህወሓት እዩ። ክሳብ 1994 ዓ/ም ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ኮይኑ ኣብ ዝተፈላለዩ ውድባውን መንግስታውን ሓለፍነታት እንደተመደበ ከገልግል ድሕሪ ምፅናሕ ብናይ ባዕሉ…