ዳግመ ሃገራዊ ባርነትን ፖለቲካዊ ተነፅሎን ዝወለደ ተናኻሳይ ባህሪ ሻዕብያ

(ኣባዲ ገ/ስላሴ) ነቲ ሕዚ ኣብ ሃገረ ኤርትራ ዘሎ ዝሓመቐን ዝተሓላለኸን ፖለቲካዊ፣ ማሕበራውን ቁጠባውን ኩነታት ካብቲ.

Photo - Tigrai people
ምላሽ | “ዝሓዝናዮ ኣይነቃልል ክይንኣቱ ናብ ዕንፅል-ፅል“ ሃለውለው?

(ብርሃነ ባይሩ) ቅድሚ ናብቲ ዋና ነጥበይ ምእታወይ ሓንቲ ነጥቢ ከልዕል፡፡ ህዚ ዘሎ ኩነታት ዘለዎ ጥንካሬታቱን.

Photo - A farmer, Tigrai, Ethiopia
ዝሓዝናዮ ኣይነቃልል ከይንኣቱ ናብ ዕንፅል-ፅል – ኣብ ውዲት ኣግኣዚያን ኣመልኪቱ ዝተዳለወ ትንተናዊ ፅሑፍ

(ካብ ህዳሰ ኢትዮጵያ) 1/ መእተዊ 2/ ኣካልላ ሃገራት ኣፍሪካ 3/ ርክብ ኢትዮ-ኤርትራ 3.1/ እጃም ትምክሕቲ.

Photo - Tigray martyrs memorial statute
ካብ ተሃድሶ ቦናፓርቲዝም ናብ ተሃደሶ ፀቢብነት፤ ወድዓውነት ዶ ወይስ መኣዝን ምስሓት?

1/ መእተዊ ውድባት ብፍላይ ከኣ ገዛእቲ ውድባት ኣብ ምዕባለ ፓለቲካዊ ጉዕዝኦም ፈተንቲ መድረኻት ክገጥምዎም ከለው.

Photo - Yeha, Tigray, Ethiopia
ንርእስኻ ኣጥፊእኻ ምልማዕ

ኣብ ኣውሮፓ፣ ሃገራት ኤሲያን ማእኸላይ ምብራቕን ኣብ ዝተዘዋወርኩሉ እዋን ሓደ ነገር ተዓዚበ። ንሕሉፍ ታሪኾም ዘለዎም.

Photo - EPRDF fighters entering the National Palace, Addis Ababa, May 28, 1991
ተዝክሮታት ጉንበት 20 – ኦፕሬሽን 5 ደቓይቕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ

ቅድሚ 25 ዓመት ጉንበት 19 1983 ዓም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻርየ ዝነብረሉ ዘነበርኩ ገዛ ሓደ.

Map - Tigrai in 1624
ሕቶ ወልቃይት| ቆርበት ብርሑሱ..!

ኣሃዱ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ትግራይ ዝምልከት ብዙሕ ዛዕባታት ኣልዒልና ብዘይ ምንም ስኽፍታ ዘቲና ኢና። ገለ.

ኣብ 40ታት፡ ኤርትራ ንምንታይ ናጽነት ዘይተዋህባ?

(Yoel Alem) ምስዚ ሕቶ ተተሓሒዞም ዝቀርቡ ክልተ ሓሳባት ኣለው፦ (1) “ኤርትራ፡ ከም ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃ፡.

ቀረመት ታሪክ ይትረፍ – ታሪክ ትግራይ ይተኣቀብ

ናብ፡- ትብፃሕ ንኹሉኹም ኣመራርሓን ተጋደልተን ህወሓት (ኣብ ውሽጢ ውድብ ንዘለኹምን ብዝተፈላለየ ምኽንያት ካብ ውድብ ንዝተፈለኹምን).

ጉዳይ ኤርትራ ንኢትዮጵያውያን የገድሰና እዩ!

ተደጋጋሚ ነዚ ጉዳይ ከብርህ ፈቲነ እየ፡፡ ኮይኑ ግን ቡዙሓት ንምንታይ ትግደሰሉ ናይ ደገ ጉዳይ እንድዩ.