ናበይ ንኸይድ ኣለና?(Quo Vadis?)

ኣብ ፍልጠት ዝተመስረተ ቑጠባን ማሕበረሰብን ትግራይ ምህናፅ- ንቕድሚት ምጥማት፤ ሓዱሽ ኣተሓሳስባን ስትራተጂካዊ እመታን ኣብ ዓለም.

Photo - Tigray martyrs memorial statute
መግለፂ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት

I. መእተዊ፡- ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ካብ ሰነ 3-5 ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ ዛዚሙ ኣሎ። ህወሓት/ኢህወዴግ ኣብ.

Image - SBS May 28 Ethiopian news summary
SBS Radio – ሓጸርቲ ጸብጻባት ካብ ኢትዮጵያ (May 28, 2018)

(SBS Tigrigna) ምፍታሕ እሱራት፡ መንግስቲ ትግራይ ልዕሊ 2000፣ መንግስቲ ኦሮምያ ልዕሊ 7000፣ መንግስቲ ፌደራል ከዓ.

Logo - Sebhidri Civil Society Tigray
ብስራት ምስረታ ሰብ ሕድሪ ሲቪል ማሕበረሰብ ትግራይ

ዝኸበርካ ወያናይ ህዝቢ ትግራይ፤ መሪር መስዋእቲ ከፊልካ፣ ንስርዓት ደርጊ ደምሲስካ፣ ብማዕርነት ዝኣምን ሕብረብሄራዊ ፌዴራላዊ ሓድነት.

Photo - confucianism
መሪሕነት ህወሓትን ኮንፊሼየሲዝምን

ኮንፊሼየሲዝም ብሓፂሩ ንምግላፅ ኣብ 550 – 479 BC (ዓ/ዓ) ኣብ ሃገረ ቻይና ዝነብረ ኮንፊሼየስ ዝተብሃለ.

ፍልጠት ዝሰፍር ‘ነቢይ’! – ተጋዳላይ ተኽለብርሃን (ዶ/ር)

(ተጋዳላይ ተኽለብርሃን (ዶ/ር) አብ ሕታም መበል 44 ሕታም ወራይና አብ እትበሃል መጽሄት ትግርኛ ምስ ማኔጂንግ.

Photo - General Teklebrhan Woldearegay, Director General of INSA
“ጥቕምን መፃኢ ዕድልን ህዝቢ ትግራይ ኣብዛ ሕዚ ትፍጠር ዘላ ኢትዮጵያ እያ ትምስረት” ሜ/ጀነራል ተኽለብርሃን ወ/ኣረጋይ (ዶ/ር)

ሜ/ጀነራል ተኽለብርሃን  ወ/ኣረጋይ (ዶ/ር) ናይ ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት ኤጀንሲ (ኢመደኤ ወይ ኢንሳ እንብሎ) ዋና ዳይሬክተር.

Map - The Horn of Africa region
መንነት መሰረት ዝገበሩ መጥቓዕታት ኣብ ክልል ኦሮሚያ

(ገብረ ገብረመድህን – VOA Tigrigna) ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ የጋጥሙ ዘለው ናይ ፀጥታ ፀገማት ንፁሃት ዜጋታት.

ተኽለወይኒ ኣሰፋ ይቕሬታ ዝሓተተሉ መግለፂ

ከመይ ውዒልኩም፡፡ ኣነ ሎሚ በቲ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ጋዜጣዊ መግለፂ እየ ክህብ። ኣብ ዝሓለፉ ምንቅስቓሳት.

ሃይ በሃሊ ዝሰኣነ ሕክምና  ስኒ መቐለን ትግራይን

(He Fre – ካብ ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል) ኣብ ከተማ መቐለ ቁፅረን ብርክት ዝበላ ሕክምና ስኒ ኣለዋ። ይኹን.