Recent:

Eritrea

“ሉኣላውነትን ዴሞክራሲን ኣብ ኢትዮጵያ” ከመይ ነንብባ?

Tuesday, March 3, 2015 @ 2:52 pm

መፅሓፍ ኣይተ ገብሩ ኣስራት ኣብ መበል ኣርባዓ ዓመት ምጅማር ጡርኑፍ ብረታዊን ብሄራዊን ቃልሲ (organized armed National Struggle) ህዝቢ ትግራይ ብምፅሓፋን፤ ኣይተ ገብሩ ኣስራት ብሰንኪ ኣብ ሕወሓት ዝነበሮ ናይ ኣመራርሓ ቦታን ፍሉይ ጠመተ ምርካባ ኣየጠራጥርን።ብተወሳኪ ድማ እዋን ሀገራዊ መረፃ ምዃኑ ተነባቢነታ ሓፈ [...]

Audio| ቃለ ምልልስ ምስ ኣቦይ ስብሓት ነጋ – 1ይ፣ 2ይ፣ 3ይ ኽፋላት

Sunday, November 16, 2014 @ 12:52 am

(ገብረ ገብረመድህን) ንህውሓት ነዊሕ ዝመርሑ ኣቦይ ስብሓት ነጋ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ገብሩ ኣስራት ዝፅሓፉዋ ‘’ልኡላውነትን ዴሞክራስን ኣብ ኢትዮጵያ’’ ዘርእስታ መፅሓፍ ሪኢቱኦም ሂቦም ኣለው።ኣብ ርክባት ህውሓትን ውድባት ኤርትራን ብፍላይ ድማ ኣብ መንጎ ህውሓትን ህዝባዊ ግንባርን፣ኣብ መንጎ ህውሓትን [...]

ሕቶ ኤርትራ ሕቶ መግዛእቲ’ዩ ዝብል መርገጺ ህውሓት ዳግም ክምርመር ኣለዎ – ኣቦይ ስብሓት ነጋ

Saturday, November 1, 2014 @ 10:24 pm

(ገብረ ገብረመድህን) ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ/ህውሓት/ ‘’ሕቶ ኤርትራ – ሕቶ መግዛእቲ‘ዩ’’ ክብል ኣብ ፖለቲካዊ ፕሮግራሙ ዘስፈሮ መርገፂ ዳግም ክምርመር ዘለዎ እዩ ኢሎም ንነዊሕ እዋን መራሒ ህውሓት ዝነበሩ ኣቶ ስብሓት ነጋ።ነፃነታ ኤርትራ ግና   ኣየናስሐናን ኢሎም። ‘’ልኡላውነትን [...]

Audio | ቃለመሕትት ምስ ኣይተ ገብሩ ኣስራት (1ይ ክፋል – 2ይ ክፋል)

Thursday, September 25, 2014 @ 10:28 pm

(ገብረ ገብረመድህን) ኣይተ ገብሩ ኣስራት ‘’ልኡላውነትን ዴሞክራስን ኣብ ኢትዮጵያ’’ ዘርእስታ መፅሓፍ ፅሒፎም ኣለው።ኣቶ ገብሩ ኣስራት ካብ 1971 ዓ/ም ክሳብ 1993 ዓ/ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴን ፖሊት ቢሮን ህውሓት ከምኡውን ፈፃሚ ስራሕ ኢህወዴግ፤ ካብ 1983 ዓ/ም ክሳብ ካብ ውድብ ህውሓት ዝተባረሩሉ 1993 ዓ/ም [...]

VOA | ንፉዓት ተማሃሮ ክልቲኤን ሃገራት ንምምሕያሽ ርክብ ህዝብታት ክንሰርሕ ኢና ይብሉ

Tuesday, September 23, 2014 @ 6:29 pm

ሎም-ዘበን ንፈለማ ጊዜ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ኢትዮዽያ ዕድል ረኺቦም ናብ ዩኒቨርስቲታት ካብ ሞንጎ ዝኣተው ኤርትራውያን፣እቶም ሓምሳን ክልተን ካብ ዩኒቨርስቲ መቀለ ተመሪቆም‘ለው። ኤርምያስ ኣምባቆም 3.95፣ኣረጋዊ ተኽለ 3.85፣ወ/ገብርኤል 3.61 ኑርዓይኒ ኢብራሂም 3.25 GPAረኺቦም‘ዮም ተመሪቆም።ኣብ ተመክሮ [...]

VOA | ኤርትራ -፡ ጂ-15’ን ጋዜጠኛታትን ካብ ዝእሰሩ 13-ዓመታት

Friday, September 19, 2014 @ 11:19 pm

ኣብ ኤርትራ ቅድሚ 13-ዓመታት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ 11 ሚኒስተራትን ኣባላት ፓርላማን ዝነበሩ ተኣሲሮም። ድሕሪ ሰሙን ድማ ልዕሊ 10 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም። ሃብቶም ዮውሃንስ ጋዜጠኛን ፀሓፊን  ካብ ሆላንድ ብዛዕባ’ዚ ተዘክሮኡ ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መጠይቅ ተዛሪቡ’ሎ። ሙሉእ ትሕዝትኡ [...]

ምንስቴር ወፃኢ ኣሜሪካ መጠንቀቂ መገሻ ናብ ኤርትራ ሂቡ!

Tuesday, September 16, 2014 @ 11:39 pm

ምንስቴር ወፃኢ ኣሜሪካ ዓሚ ሕዳር ኣውፂእዎ ንዝነበረ መጠንቀቂ መገሻ ናብ ኤርትራ እንደገና ሓዲስዎ።ኣሜሪካውያን ናብ ኤርትራ ንከይኸዱ‘ውን ምዒዱ‘ሎ።ሰበ-ስልጣን ኤርትራ ናይ መውፅኢ ቪዛ ክህብዎም ሰለይኽእሉ፣ኣሜሪካውያን ናብ ኤርትራ ንከይኣትው ምንስቴር ወፃኢ ኣሜሪካ መጠንቀቂ መገሻ ኣውፂኡ። [...]

ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ናይ ግብፂ ፕሬዝዳንት ተዘራሪቦም

Thursday, September 11, 2014 @ 11:30 pm

ናይ ኤርትራ ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ናይ ግብፂ ፕሬዝዳንት ዓብድል ፋታሕ ኣል-ሲሲ ኣብ ክልትኣዊ ርክባት ተዘራሪቦም:: ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዞባውን ዓለም-ለኻውን ጉዳያት ከበርክትዎ ዝኽእሉ ኣስተዋጽኦ`ውን ከምዝዘቱ ተሓቢሩ`ሎ። ምንጭታት ሎማዕንቲ ሰሉስ ንቪኦኤ ከምዝገለፅዎ ዑደት እቶም ፕሬዝዳንት [...]

እስራኤል ንኤርትራውያንን ሱዳናዊያንን ኣጨኒቃ ንክወፁ ትገብር‘ላ ተባሂሉ

Thursday, September 11, 2014 @ 11:19 pm

እስራኤል ንኣሻሓት ስደተኛታት ኤርትራን ሱዳንን ካብ ግዝኣታ ኣስገዳድ ምውፃእ ትፍፅም‘ላ ክብል ሁማን ራይት ዋች መግለፂ ኣውፂኡ። HRW ሎሚ ሰሉስ ኣብ ዝዘርገሖ ፅሑፍ፣ኣብ ሆሎትን ሳሃሮኒን ዝተባሃሉ ክልተ ካምፕታት ስዱዳት ኣሻሓት ስደተኛታት ከምዘለው ይገልፅ። እስራኤል ንስዱዳት ክልተ ኣማራፂ [...]

ስግኣት ሕማም ኢቦላ -፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን’ከ እንታይ ይገብራ’ለዋ?

Thursday, September 11, 2014 @ 10:43 pm

ኢቦላ ንምዕራብ ኣፍሪካ ጥራሕ ዘይኮነስ ንኻልኦት ሃገራት ዘስግአ ሕማም ምዃኑ ይግለፅ ኣሎ። ኤርትራን ኢትዮጵያን’ከ ብፍላይ ኸኣ  ክልል ትግራይ ነዚ ብኸመይ ይርእይኦን ዝገብርኦ ቅድመ መጠንቀቕታ’ኸ ከመይ ይመስል። ሰበስልጣን ጥዕና ኤርትራን ክልል ትግራይን ንሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ መብርሂ ሂቦም’ለው። [...]
1 2 3