ፋብሪካ ቆርበት ሸባ ናብ ኣሜሪካ ሰደድ ምግባር ጀሚሩ

​(ድምጺ ወያነ ትግራይ) እዚ ምስ ኤም ሎንዶን ዝተብሃለ ኣብ ኣሜሪካ ዝዓበየ ኩባንያ ቆርበት ዝተገበረ  ስምምዕነት.

Photo - A farmer, Tigrai, Ethiopia
ፖሊሲ “ሕርሻ ዝመርሖ ኢንዱስትሪያላዊ ምዕባለ” ኣብ ትግራይ ሰሪሑ ዶ? ክሰርሕ ድዩ?

ወይን፡ ኣብ ቀዳማይ ትልሚ ዕብየትን ስግግርን ሕርሻ ብዝመርሖ ኢንዳስትሪ ኣቢልና ኢና ክንጓዓዝ ፀኒሕና። ኣብ ካልኣይ.

Photo - Rural Ethiopia
ናይ ወፃኢ መዋፈርቲ ሃፍቲን ኣሰራርሓን ዘሎ ክፍተት:- ሓፂር ትዕዝብቲ

ናይ ወፃኢ ኢንቬስተራት ብForeign Direct Investment (FDI) ሽም ኣብ ሓደ ሃገር ይኣትዉ´ሞ ሃፍቶም ዘዋፍርሉ ቦታ.