ጉዕዞ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ(ህወሓት)ን ሀገራዊ ባህልናን

“ህወሓት መዋእሉ ብዙሓት ፈተናታት እናሰገረ እናስዓረ ዝመፀ ኣብቱ እዋን ካብ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ውድባት  ብዕላምኡን ህዝባውነቱ.

ስሑል(ገሰሰ አየለ) – ለካቲትን፣ ደደቢትን

(ሃይላይ ሓድጉ – ደራስን ጋዜጠኛን) ሓደ እዋን ናብቲ 11 ለካቲት 1967 ዓ/ም ብረታዊ ቃልሲ ህዝባዊ.

ጥበብ ብንብዓት

1977ዓም ንህዝቢ ትግራይን ንህወሓትን ፈታኒ ዝነበረ ክፉእ ዘመን ኢዩ ¨ዋይ ዛዘመን እዚኣየ ሓሊፋ ተትርኢስ መሐሸኒ.

ውሽጠ ዴሞክራሲ፡ ተጠርናፊነት፡ ገምጋምን ወያናይ ባህሪ ተጋዳላይ ህወሓትን

(Mahari Yohans Gebru) ኣብ ዓለምና ብፍላይ ኣብተን ዘይማዕበላ ክፍለ ዓለማት ዝተርኣዩ ወያነታት ብባህሪኦም ነቲ የማናይ.

Audio| ምሁራን ታሪክ ካብ ዩኒቨረስቲ መቀለ ኣብ ሩባ ኣባይ

ምሁራን ታሪክ ካብ ዩኒቨረስቲ መቀለ ኣብ ሩባ ኣባይ ********* ********* ካብ ራዲዮ ድምጺ ወያነ –.

Audio| ከተማ ማይጨው ካበይን ናበይን

ካብ ራዲዮ ድምጺ ወያነ – መጋቢት 17/2006 ፍሉይ መሰናድ ከተማ ማይጨው ካበይን ናበይን ******** ********

ድሕነት ውድብ ምውሓስ

(ተወልደብርሃን ክፍለ ([email protected]) ኣብ ቀዳማይ ክፋል ፅሑፈይ ፍልፍል ፀገማት ትግራይ ንነዊሕ እዋን ዝትኣጐለ ባህሊ መሪሕነት.

ሓባእ ቑስሉ ፈውሲ ኣይረክብን

(ተወልደብርሃን ክፍለ ([email protected]) መሓሪ ዮሃንስ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ዓይጋ ፎረም “ውሽጠ ዲሞክራሲ፣ ተጠርናፊነት፣ ገምጋምን ወያናይ.

ህወሓት ኣብ ታሪኽ ንህዝቢ ትግራይ ደው ዝበለሉ ዕለት የለን

(ዲ/ን ሙሉጌታ ወልደገብርኤል – [email protected]) ህልው ኩነታት ህዝቢ ትግራይ ንምግምጋም አርሒቕና እንተይከድና አብ መንጎ እቲ.

ዕርቂ ምስ መን?

(ሙሉጌታ ገ/ህይወት) ከይሓሰብካዮን ከየስተንተንካዮን ኣብ ልዕሌኻ ዝወድቕ ሓደጋ ከምቲ “ዘይሓሰብካዮ ያ ርኻቦስ ኣይመርገም ኣይምረቓ” ዝብልዎ.