Author: Teweldebrhan Kifle

Teweldebrhan Kifle

ልእኽቶታት ካልኣይ ወያነ ትግራይ ናብይ ኣበሉ?

ካልኣይ ወያነ ትግራይ ብሓፈሻዊ ኣገላልፃ ኣብ መወዳእታ ዓመታት ስልጣን ስርዓት ሃይለስላሰ ቦቒሉ ኣብ መባእታ ዓመታት.

ንቐጻላይ ውሕስነት ክልልናን ሃገርናን

ኣብ መፋርቕ እቱ ዝሓለፈ ዓመት መሪሕነት ህወሓት ዝምልከታ ተኸታተልቲ ፅሑፋት ኣቕሪበ ነይረ። ከም ውፅኢት ከኣ.

ድሕነት ውድብ ምውሓስ

(ተወልደብርሃን ክፍለ ([email protected]) ኣብ ቀዳማይ ክፋል ፅሑፈይ ፍልፍል ፀገማት ትግራይ ንነዊሕ እዋን ዝትኣጐለ ባህሊ መሪሕነት.

ሓባእ ቑስሉ ፈውሲ ኣይረክብን

(ተወልደብርሃን ክፍለ ([email protected]) መሓሪ ዮሃንስ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ዓይጋ ፎረም “ውሽጠ ዲሞክራሲ፣ ተጠርናፊነት፣ ገምጋምን ወያናይ.