Author: Guest Author

Guest Author

Image - Be careful, stick figure!
ሕዚዝካየድ ዘሎ ናይ ኦሮምያ ዓመፅ ምክንያቱን ዓላምኡን ዴሞክራስያዊ ኣይኮነን

(ብተከዘ ትግራይ፤ መቀለ)  ነዛ ፅሕፍቲ ክፀሕፍ ዘላዓለኒ ምክንያት ኣብ ሀገርና ኢትዮጲያ ዝካየድ ዘሎ ዓመፅን ኣብ.

ዳግመ ሃገራዊ ባርነትን ፖለቲካዊ ተነፅሎን ዝወለደ ተናኻሳይ ባህሪ ሻዕብያ

(ኣባዲ ገ/ስላሴ) ነቲ ሕዚ ኣብ ሃገረ ኤርትራ ዘሎ ዝሓመቐን ዝተሓላለኸን ፖለቲካዊ፣ ማሕበራውን ቁጠባውን ኩነታት ካብቲ.

መለስ ዜናዊ ኣንፃር ፎኮይዝም

(ስብሓት ገ/እግዚኣብሄር) መሰረታዊ ለውጢ ሕብረተሰብ ዝረጋገፅ ብንጡፍ ተሳትፎን ማዕበላዊ ሓይሊ ሓፋሽ ኣይኮነን። ብሱሉን ንፁርን ርእዮተ.

Photo - 40th Anniversary of the Tigrayan People's Liberation Front (TPLF)- Mekelle (Ethiopia), February 2015
ኣብ መንገዲ ህዳሰና ዝተዘርኡ መሐንከላት ብምግላህ ናህሪ ልምዓትና ናብ ንቡር ቦትኡ ንምለስ

(ህዳሰ ኢትዮጵያ) 1/ መእተዊ ህዝቢ ትግራይ ቅድሚ ሃገሩ ስልጡንን ዘመናዊ መንግስቲ ዝወነነ ህዝቢ ከምዝነበረ፣ ከምኡውን.

Photo - Annual Tigrayan diaspora festival, Las Vegas, North America, Aug 2017 (1)
ፌስቲቫል ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ 2017 ኣብ ከተማ ላስ ቬጋስ

(Fthawi Hurui) ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ፣ በቲ እዋን እቲ ዝነበረ ማሕበር ተምሃሮ ሰሜን ኣሜሪካ ኢትዮጵያውያን.

Map - Administrative zones of Tigray, Ethiopia
ዝጣበቐሉ ዝሰኣነ ጠበቓ ትግራይ!

(ዘ-ሆሳእና) ዓሚ ከምዚ ሎሚ ኣብ ሸገር ዝነበር ሓደ ትግራዋይ ጠበቓ ማሓዛና (መሓዙት እኳ ኣይኮናን ዋይኢ!).

Photo - 1940 Asmara (Eritrea) - Tribunale Abissino
ካብ እንዳ ራእሲ ክሳብ’ንዳ ባሕረ’ጋሲ ዘላ ባእሲ ናይ ህዝቢ ዲፕሎማሲ’ያ ትኾና ፈውሲ!

(ዳንኤል ተስፋዮውሃንስ ተኽለጊዮርጊስ (ewandt54[at]gmail.com) “ዝሓዝናዮ ኣይነቃልል ከይንኣቱ ናብ ዕንፅል-ፅል፡ ኣብ ውዲት ኣግኣዝያን ኣመልኪቱ ዝተዳለወ ትንተናዊ.

Photo - Sebhat Nega, EPRDF and TPLF veteran
‘ዝቕፅል ጉባኤ ኢህወደግ ከም ብሓዱሽ ዝፍጠረሉ ጉባኤ ክኸውን ትፅቢት እገብር’ – ስብሓት ነጋ

ጋዜጣ ወይን ብምኽንያት 15 ሰነ ዝተኽበር መዓልቲ ሰማእታት ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣባል ቤት ምኽሪ ኢህወዴግን.

Photo - Abel Guesh book - Enakedka Mitsbay
ስብእና ደቂ ሄዋን ኣብ መፅሓፍ “እናኸድካ ምፅባይ”

(ሓዳስ በርሀ) መፅሓፍ:- እናኸድካ ምፅባይ ደራሲ:- ኣቤል ጉዕሽ ኣብ ሙሉእ ፀሊም ሰማያዊ “blue black” እንብሎ.

Photo - Tigrai people
ምላሽ | “ዝሓዝናዮ ኣይነቃልል ክይንኣቱ ናብ ዕንፅል-ፅል“ ሃለውለው?

(ብርሃነ ባይሩ) ቅድሚ ናብቲ ዋና ነጥበይ ምእታወይ ሓንቲ ነጥቢ ከልዕል፡፡ ህዚ ዘሎ ኩነታት ዘለዎ ጥንካሬታቱን.