በዓልቲ ቤት ፕ/ት ኢሳያስ፡ ንመጀመርያ ግዜ ምስኡ ተራእያን ተሳኢላን

(VOA – Tigrigna)
ናይ ሱዳን ፕረሲደንት ዖማር ኣል በሽር ምስ በዓልቲ ቤቱ ኤርትራ ኣብ ዝበፀሓሉ እዋን`ዩ፡ ወ/ሮ ሳባ ሃይሉ`ውን ምስ በዓል ቤታ ተራእያ::

በዓልቲ ቤት ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ንመጀመርያ ግዜ ምስኡ ተራእያን ተሳኢላን::

ቅድሚ 4ተ ዓመታት ፕረሲደንት ኢሳያስ “በዓልቲ ቤትካ ምሳኻ ኣይትርኣይን፡ ስለምንታይ? ዝብል ሕቶ ቐሪብሎም ኔሩ። ሽዑ ሃገር ናይ ስድራቤት ዘምስል ስእሊ ክፈጥሩ ከምዘይደልዩን ኩሉ ሰብ ማዕረ ዕድላት ክረክብ መሰሉ ምዃኑን ተዛሪቦም ኔሮም።

ፕረሲደንት ኢሳያስን ወ/ሮ ሳባን፡ ሰለስት ደቂ ኣለውዎም፡ ኣብርሃም፡ ኤልሳን ብርሃነን።

ሽዕኡ ዝሃብዎ መልስን ብዛዕባ ስድራቤት ዝበልናዮን ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል

*********

Content gathered and compiled from online and offline media by Hornaffairs staff based on relevance and interest to the Horn of Africa.

more recommended stories